ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ንዘፈር ቁጠባ ናይ ፕሮግራም ልምዓት ሰፍቲነት ምምሕዳር መነባብሮ ስድራ ቤት ግልጋሎት ዝዉዕል ሓሙሽተ ናይ ማይ ሞተራት ን2017 ዓም ብምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 6, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ወረዳ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።