ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌትረኒክስ ኣቁሑት ናይ ማይ መትሓዚ ረቶ ቦቲ ናይ ማይ ክራይ ብረት ሳንዱቅ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 5, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።