ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት ን2016 ዓም ንምምሃር ምስትምሃርን ከምእዉን ንምምሕዳራዊ ስራሕቲ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒታት ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክተሪክ: መለዋወጢ ኣቅሑት ኮምፒተር: መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት ናይ ሳኒተሪ ማለት እዉን ንማይ ስራሕቲ ዘገልግሉ : ኣቅሑት መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ንናይ ጨረቃ ጨረቂ ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 16, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ኣናእሽተይ ናይ ማይ ጀነሬተር ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ዘሎ መሰረት ክትወዳደሩ እትኽእሉ ምኻንኹም ንሕብር፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል Greas Gun apacity size 400 gram /600 gram Max pressure 400 Bar ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 25, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ፖሊ ቴክኒኮ ኮሌጅ ማይጨዉ ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ ወይ እዉን ማኒፋክቸሪንግ ኮንስትራካሽን : ዋተር ቴክኖሎጂ : ኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ: መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 21, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንኮንስትራክሽን ንዝተፈላለዩ ፕሮጀክት ስራሕ አገልግሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን ሳኒተሪ ፒቪሲ ፓይፕ ዲያሜትር 80 ሚሜ በዝሒ 10000 /ዓሰርተ ሸሕ / : ፒሲኤስ ኤሌክትሪካል ኮንዲት ርጅድ ዲያሜትር 16 ሚሜ በዝሒ 25330 /ዒስራን ሓሙሸተ ሸሕን ሰለሰተ ሚኢትን ሳላሳን / : ኤሌክትሪካል ፒቪሲ ፓፕ ዲያሜትር 160 ሚሜ በዝሒ 10 /ዓሰርተ / : ፒሲኤስ ፒቪሲ ፓፕ ዲያሜትር 50 ሚሜ በዝሒ 14 /ዓሰርተ ኣርባዕተ/ : ፒሲኤስ ኤሌክትሪካል ፒቪሲ ፓፕ ዲያሜትር 110 ሚሜ በዝሒ 19 / ዓሰረተ ትሽዓተ / : ፒሲኤስ ሄቪ ቱል ቦክስ በዝሒ ሐደ ሴት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 22, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ኣክሱም ንቤት ፅሕፈቱ ኣገግሎት ዝዉዕሉ ቴክኒክ መገጣጠሚ መሳርሒ ህንፃ ፡ፓምፕን ፡ኤሌክትሪክ መለዋወጢ ኣቅሑት ፡ ናይ መኪና ጎማን ስፔርን ፡ ፅሕፈት መሳርሒ፡ ናይ ሳይክል ስፔርን ፡ ናይ ኤሌክትሮክስ አቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 24, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብ ፊደራል ብዝረከቦ በጀት ንዝተፈላለዩ ወረዳታት አግልጋሎት ዝዉዕል ሳፕ መርሲቪል ፓምፕ ቀረብን ተከላን ምስ መገጣጠሚኡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 14, 2016 3:15 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
መቐለ ሆስፒታል ዋተር ፓምፕን ኣንሶላን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእከስርሕ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 30, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኮንስትራክሽን ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ኣቐሓ ክትቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 25/7/2016 ዓ/ም ስዓት 4:00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ከተማ ሸራሮ ምምሕዳር ኣልጋነሽ : ሙሴን : ሰደረን በቢጣቢዩ ፅሩይ ዝሰተ ማይ ክዝርጋሕ ስለዝተደለየ ነዚ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለየ ናይ ማይ ቡንባ ማለተ እዉን ናይ ፅሩይ ዝሰተ ማይ መቀያየሪ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ብገባሪ ሰናይ ትካል ፕሮጀከት ልምዓት ምላሽ ፅዕንቶ ስደተኛታት ማለት DRIP 2 በጀት ዝምዉል ብከባቢያዊ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 4, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ