ፋብሪካ ስሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ EPOX Floor and water proof Betmx work ማለት እዉን materials and maintenance ብጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደሊ ኣብዚ ንግዲ ዝተዋፈርኩም ኣቅረብቲ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 25, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።