ቤት ፅሕፈት ግልጋሎ ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ዓ/ዓዲ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ዝተፈላለዩ ንብረታት ን2013ዓ/ም ስራሕ መካየዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ መገጣጠምን ቆፀርትን ፣ ኤሌክትሪክ፣ ሳይክላት ፣ ናይ ዓባይ መኪናን ንእሽተይ መኪናን ጎማን ባትርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2013 8:31 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ዉቕሮ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደ/ከ/ስ/ዕዳ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ቧንቧ መገጣጠሚ መቀያየሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2013 ናይ 1ይ ዙር ጨረታ ን6ይ ዙር ስልጠና መናእሰይ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ ማተርያል ዕድጊት ንምክያድ ናይ መሳርሒ ፅሕፈት፣ኤሌትሪክ መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት፣ ማይ መሳርሒ ፣ ኮንስትራክሽን መሳርሕታት ፣ ናይ ኮስሞቲክስ ኣቅሑት ፣ ጨርቃ ጨርቅ ኣቅሑት ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ ናይ ምህጣር ከፍትን ፀባ ላሕምን መሳርሒ ፣ ናይ ምርባሕ ደርሁ መሳርሒ፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 10, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ማይ ከተማ ኣላማጣ መጋጣጠምን ቆፃርን ቱቦን ካልኦት ዝ/ዩ መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሕታት ፅሕፈት፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ዉፅኢት ስራሕቲ ዕንፀይቲ፣ ናይ ሰርቪስ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ንሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2013 8:20 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ዳዕሮ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ብ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1መሳርሒ ፅሕፈት 2 ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ 3 መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር ሳይክል 4 መሳርሒ ሕትመት 5መሳርሒ ኣቅሑ ፅሬት 6 ደንቢ ክዳን 7 መለዋወጢ ኣቅሑት ማይ ቡንባ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲ ዳዕሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ን 2013ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል 1ቆፀርቲ ፣ ካልኦት ናይ ዓማዊል መሸጣ ዝዉዕል ፋቲንግታት 2 ንመስመር ፅገና ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፋቲንግታት ፣ HDPE መጋጣጠሚኡን 3 ን ዓብዩ መስመር ዝርገሐ ዝዉዕሉ HDPE ትቦታት መጋጣጠሚኡን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 20, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ Atsbi ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ እንትጮ አብ ናይ 2013 ዓም በጀት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደደለየ ዝርዝር ዝዕደጉ ንብረታት ናይ ፕላምፒንግ/ባንባ ኣቅሑ/ ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ናይ እስፔር ፓርት መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ ኮይኖም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ ክተማልኡ ይግባእ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2013 6:05 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እንትጮ ተወሳኺ ኣንብብ
ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቡንባ ኣቅሑት ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ማይ መስመር መለዋወጢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንቤት ፅሕፈትና ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፕላፒንግ ማለት እዉን ቡምቧ ኣቅሑ ፣ ፈርኒቸር ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፓምፕ ናይ ማይ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ሳይክል፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 29, 2013 6:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዕዳጋ ዓርቢ ተወሳኺ ኣንብብ