ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር መንገዲ ስራሕቲ ፕሮጀክት ኣብ መቀለ ከተማ ንዝስራሕ ዘሎ ኣስፋልት መንገዲ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ንዉሓቱ 6ተ ሜትሮ ዝኾነ ፒቪሲ ፓይፕ ዲያሜትር 80 (PVC PIPE 80) በዝሒ 81 ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 15, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።