ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ከተማ የጭላ ካብ 2012 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጠምን ፣ ቆፀርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 21, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ የጭላ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።