ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ንበጀት ዓመት 2012ዓ/ም ምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ኣይሲቲን ፣ ኬሚካላትን ፣ ኣቁሑት ቤተ ፈተነን ሳይንስን ፣ መለዋወጢ አቁሑ መስመር ማይ ቡንባን ፣መስመር ኤሌክትሪክን ፣ ኣቁሑት ፅሬትን መሳርሒ ህንፃን ፣ መለዋወጢ ኣቁሑ መካይን ፣ ዕድቂ ስፖርት ፣ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 1, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን2012 ዓም በጀት ዓመት አገልገሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ን 1 ጊዜ ዝወፀ ጨረታ ደንቢ ክዳን ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ፣ ማይን ህንፃን ፣ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑት ፣ • ን 2ይ ግዜ ዝወፁ::ዝተፋላለየ መሳርሒ ሕትመት: ዝተፋላለዩ መጣዕምቲ ምግቢ : ናይ ሰራሕተኛ ሰርቪስ መኪና ንምክራይዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 1, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ቃላሚኖ ኢንቨስትመንት ማእከል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ናዉቲ ኣቁሑት ቡንባን ኤሌክትሪክ ብምልክታ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 25, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ፈረወይኒ ንግልጋሎት ዝርገሐ ማይ ዘገልግሉ ትቦታት መገጣጠሚኦምን HDPE ሞተር ሳይክልን 175 cc ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 3, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ሸራሮ ነቲ ቤት ዕዮ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝ/ዩ ንብረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ናይ ማይ ቱቦታትን መገጣጠሚታትን ፣ ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ፣ ናይ ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑ ጀነሬተራት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 1, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 20, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ንብረት ግልጋሎት ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 16, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ

ቤት ፅሕፈት ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈቱ ዝዉዕል ፊቲንጋት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትጫረቱ ትደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ተጫረቲ ትክእሉ ምካንኵም ንዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 24, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣጉላዕ ተወሳኺ ኣንብብ