ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 3, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 3, 2012 9:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መስከረም 2, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 በዘርፊ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ
2 ናይ መቕረባይነት ፣ቫት ቲኦቲ ፣ቲን ተመዝጋቢ ምኻንኹም ናይ ተመዝጋባይነት ሰርትፊኬት ኮፒ ክተቕርቡ ትኽእሉ
3 ቫት ተመዝገብቲ ተኾይኖም ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክክዉን ኣለዎ
5 ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 04/13/2011 ዓ/ም ክሳብ 02/13/2012ዓ/ም ድሕሪ ቀትሪ 9፡00 ይከዉን
ንተወሳኺ ሓበሬታ - 03 44 41 85 56 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል