ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ፣ ናይ ብሮድካስት ኤሌክትሮኒክስ፣ ይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ኣዉቶሞቲቭ፣ ናይ ቡምቧ ኣቁሑት ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 22, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 8, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ቫት ተመዝገብቲ ክኮኑ አለዎም
2 ናይ ወርሒ ሓምለ 2011 ዓ/ም ዲክለር ዝገበሩ::
3 ናይ 2011 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን / ታክሲ መኽፈሊ ቑፅሪ /TIN NO :ቫት ተመዝገብቲ መቕረባይነት ከቕርብ ዝኽእል::
ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋዉሐሉ ካብ ዕለት 07/01/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 22/01/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ዘይምለስ 100 ብር/ ሓደ ሚእቲ ብር/ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ዓድግራት ፖ/ቴ/ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 12ተ ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ እናዳዓደምና ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/01 /2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅ.ስ ኮይኑ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 22/01 /2012 ዓ/ም ሰዓት4:30 q.ሳ ምዃኑ ንገልፅ::
ንተወሳኪ ዝርዝር ሐበሬታ ስቁ 03 44 45 21 74 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል