ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ፋስ ስክሪን ኮንክሪት ምክሺቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: 8 የካቲት 2016 ዓም
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 8 የካቲት 2016 ዓም
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 28, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed

1 ብመሰረት አዚ ክተቅርቡ እትደልዩን ክተቅርቡ እትክእሉን ተጫረቲ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኩሉ ግዜ ካብ 28 ጥሪ 2016 ዓም ከሳብ 8 የካቲት 2016 ዓም ላጪ ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ክፍሊ ዘይምለስ 300 ቅርሺ እናከፈልኩም ረቆሒ ጨረታን ዝርዝር ንብረትን ዝሐዘ  ዝሐዘ ክትወስዱ ይዕድም

ጨረታ መደብ

s