ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ንብረት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋደ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 22, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 22, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጉንበት 19, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ንብረት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋደ ክትወዳደሩ ይዕድም።

P.Rተ.ቁዓይነት ንብረትመፍለይመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
348831Both side flanged piece pipe (GI)DN 200 L=2m PN 10pcs01

ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ናምበርን፣ ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።

እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/ቲኦቲ/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ።

ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቕሓ)ክህብ ኣለዎ።

- ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ።

○ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት19/09/2016 –21/09/2016ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11:00 እዩ።

○ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 22/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይኸውን ።

- ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342404674 /0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ - እቱ ዝቐረበ ዋጋ ምስ ትራንስፖርቱ ዝሓወሰ ክኸወን ኣለዎ

ጨረታ መደብ

s