ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ የጭላ ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ናይ ቴክኒክ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 12, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ የጭላ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።