ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ን2008 ዓም በጀት ዓመት ንግልጋሎተ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝዉዕሉ ናይ ማይ ኤችዲፒኢ ትቦታትን መገጣጠሚኦምን ዝመሳሰሉ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 14, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ፍረወይኒ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።