ንቤት ፅሕፈት ዘግልግሉ ኣቁሑት ብጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ ።ስለዚ እቲ ከጫርቶ ዝደለዮ ኣቁሑት

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታኮረም
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሳብመርሲብል ፓምፕ ሞተር ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 2, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ60.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ ም ብኮንስትራክሽን ሞያ መደበኛን ሓፂርን ስልጠናን ዘሰልጥኑ ንሰልጠንቲ ዝተመደብሎም በጀት መሰረት ብምግባር ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናይ ፅሬት ፣ ናይ ማይ ኣቁሑት ፣ ኤለክትሪክ ፣ኮንስትራክሽን ፣ናይ ብሎኬት፣ ኮብልስቶን ፣ፈርኒቸርን ፣ሕትመትን ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ብግልፂ ጨረታ ይዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታኣግበ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ