ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኮኒ ንዓማዉል ንመስመር መስፍሕፋሕን ዝዉዕል ናይ ማይ ናዉቲ ማለት ትቦታት መጋጣጠምን: ቆፃርን :ሮቶ ጎማን: ኤሌክትሮ መካኒካል ኤሌክትሮኒክ መቀያየሪ :አቅሑትን ፕላምፕንግ ቱልስ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 17, 2010 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መኮኒ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።