ኮለጅ ትምህርትቲ መምህራን አመራርሓን ትምህርቲን ዓድዋ ን2011 ዓም ዘመነ ትምህረቲ ዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት :መለዋወጢ ኣቅሑት ማይ ቧንቧ: መስመር ኤሌክትሪክን :መለዋወጢ ኣቀሑት መኪናን ኣይሲትን : ዕጥቅታት ስፖርት : ኣቅሑት ኬሚካላትን ቤተ ፈተነ ሳይንስን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል አላማጣ ን2011 በጀት ዓመት ግልጋሎ ዝዉዕሉ ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ጤል: እንቆቅሖ : ኣቅሑት መቅረቢ ከምእዉን ንቀዳማይ ግዘ ዝወፀ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት: ኣቅሑት ማይን መሳርሒ ህንፃን: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መላዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኣልባሳት : ራበር ሽት ማለት እዉን ዉፅኢት ፕላስቲክ : መከላከሊ ባርዕ ማለት እዉን (fire extinguisher ) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 2, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣላማጣ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት አገልግሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እነዳስላሴ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም HDP ን GI ትቦን መገጣጠምን : ክሎሪን :ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ፓምፕታትን አቁሑተ መለዋወጢ ኤለክተሮኒክ ናየ ማይ አቁሑት ቤተ ፈተና ወይድማ ላብራቶሪ መሳርሒ ፅሕፈት ኤለክትሮኒክሰን ከምዉን ናይ መኪና ጎማን ካላማደርያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 3, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኮኒ ንዓማዉል ንመስመር መስፍሕፋሕን ንዓማዊልና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ናዉቲ ማለት ትቦታት : መጋጣጠምን: ፓምፕ : መካኒካል ኣቅሑት : ስቴሽነሪ : መቀያየሪ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 3, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መኮኒ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ አብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ መኪና ፣ ኣቅሑት ቤተ ፈተነ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ቧንቧታት ማይ ፣ ዕጥቅን ንብረትን ስፖርተኛታት ብመደበኛ በጀት 2010 ዓም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 22, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሮብ ተወሳኺ ኣንብብ
ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2011 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ቧንቧ ኣቅሑት መሳርሒ : ኤሌክትረክ ኣቅሑት : በርበረ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 18, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ከተማ ኮረም ትቦን መገጣጠሚ ቆፃርን : መሳርሒ ፅሕፈት አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 7, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኮረም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 6, 2010 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣጉላዕ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት አገልገሎት ማይን ፋሳስን ከተማ ሰቲት ሁመራ ዝተፈለለላለየዮ መጠን ዘለዎም ናይ ማይ ቆፀርትን መገጣጠምን :ናይ መኪና ጎማን ስፔራትን: ናይ ፅሬት መሳርሒ: ክሎሪን :ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር: ናይ ኤለክትሪክ ናዉትን ብዉሱን ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 4, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሰቲት ሑመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ኣጉላዕ የኣጉላዕ ዉሃ አቅርቦት አገልግሎት ቤት ፅሕፈት ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 6, 2010 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ