ቤት ፅሕፈት አገልግሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እነዳስላሴ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም HDP ን GI ትቦን መገጣጠምን : ክሎሪን :ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ፓምፕታትን አቁሑተ መለዋወጢ ኤለክተሮኒክ ናየ ማይ አቁሑት ቤተ ፈተና ወይድማ ላብራቶሪ መሳርሒ ፅሕፈት ኤለክትሮኒክሰን ከምዉን ናይ መኪና ጎማን ካላማደርያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 3, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 3, 2010 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ነሓሰ 19, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2010 ዓም በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ
2 ምስክር ወረቀት መቅረባይንት እውን ዘለዎም
3 መለለይ ከፋላይንት ግብሪ እውን ዘለዎም
4 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ምካኖም መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
5 ናይ ወርሒ ሰነ 2010 ዓም ሒሰብ ዘወራረድሉ መረዳእታ እዉን ከቅርቡ ዝክእል
6 ሰነድ ጨረታ ንነብስወከፍ 50 ቅርሺ እናከፈሉ ክወስዱ ይክእሉ እዩም
7 መከበሪ ጨረታ ብባንክ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ንተራ ቁፅሪ 1, 2 ,3, 4 ንሕድሕድ 5000 ቅርሺ ከትሕዝ አለዎ
8 እቲ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዝ ካብ 18 /12/2010 ዓም ክሳብ 2/13/2010 ዓም ኮይኑ 2/13/2010 ዓም ልክዕ ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሎም ይክፈት
9 ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ሽም ፊርማን ማሕትመን ዘለዎ ብሽምዒ ብፖሰታ ተዓሺጉ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ገይሮም ከቅረቡ አለዎም
10 ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ
11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344444339/0344442716