ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምንክይ ልምዓት ፕሮጀክት ዝተረከበ በጀት ብማህበረ ሰብ ዝምርሓ ን ኣብወረዳና ጣብያታት ማይ ዓይኒ :ማይ አንበሳ : ማይ ተከሊት :ዉህደት :መድሃኒኣልም: ሐድነት :ሓየሎም መብራህትን ሽላን ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳርሒ ሐድሽ ንዝስራሕ ናይ ምዝርጋሕ ማይ መስመርን ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መሳሪሒታት ናይ ማይ ቧንቧን መለዋወጢ ኣቅሑትን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 15, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት አገልገሎት ማይን ፋሳስን ከተማ ሰቲት ሁመራ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ምልክታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሰቲት ሑመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት መዘጋጃ ማህበረ ዲየጎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንናይ መስተ ዓቅሚ ጎድጎድ ዝዉዕል ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 16, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዲየጎ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንብየት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን ማዕድንን ኢነርጅን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ግጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ባምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 10, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ቃፍታ ሑመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ማይጨዉ ፓሊቴክኒክ ኮሌጅ አብ 2010ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ንካልአት ግልጋሎትን ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ (ማንፋክቸሪን : ኮንስትራክሽን : ዋተር ቴክኖሎጂ ኣዉቶሞቲቭ ቴክኖሎጂ ናይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቅሑትን : ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 9, 2010 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ዳንሻ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 1, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዳንሻ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ናይ ማይ ሞተራት ኤሌክትሪካል ጀነሬተርን ሚክስርን ቫይብሬተር (Water pump, Electrical generator , Mixer and Vibretor)ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 3, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ መሳርሒ ፅሕፈት ቦርዲንግ ኤለክትሪካል ኢንስታሌሽን አቁሑት መሳርሒ ህንፃን ዕጥቂ ስፖርት ናይ ማይ መሳርሒ አቁሑትን አቁሑት መሳርሒ ዕንፀይቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 2, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣፅቢ ወንበርታ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 19, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣፅቢ ወንበርታ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ዓብዮ ናይ ማይ ሞተር ከምኡዉን ማይክሮፎን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 20, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣስገለ ፅምብላ ተወሳኺ ኣንብብ