ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ኣብ ወረድኡ ንዝረከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ን2017 ዓም ኣቀሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፡ ኣናእሸተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፡ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬት ፡ኤሌክትሮኒከስ ፡ መድሓኒት እንስሳን ናዉቲ መሳርሒን ፡ናይ ሞተር ሳይክል ጉልበት ፅገናን ፡ ሕተመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 12, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ወራዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ንወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ እንስሳ መድሓኒት ናዉቲን : ናይ ሞትር ሳይክላት መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 13, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ላዕላይ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይድ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 11, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ናይ እንስሳት መድሓኒት : ናዉቲ ሕክምናን ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 10, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ናዕዴር ዓዴት ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወ/ቀይሕ ተኸሊ ኣብ ባጀት ዓመት 2017ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ወረድኡ ዘግልግል 1. ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንብረት 2 . ናይ ፅሬት መሳርሒ አቁሑት 3. ናይ እንስሳት መድሓኒትን ናውቲ ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 26, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ቀይሕ ተኽሊ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ንኣገልግሎት ቤት ፅሕፈት እታ ወረደ ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ መሳርሒ ፅሬት፡ መቀያየሪ ኣቅሑት መካይን፡ መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክልን፡ ንኣቅሑት ሕትመትን ፡ ናዉቲ እንስሳን መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ Atsbi ተወሳኺ ኣንብብ
ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ እንስሳ መድሓኒት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 26, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ
The Agricultural Transformation Institute invites sealed bids from ... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Different for various lot ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እንስሳ ሕክምና ናዉቲን መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 24, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣስገለ ፅምብላ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት: ሕትመት :ኤሌክትሮኒክስ :ህንፃ መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት :ናይ ሕክምና ኣቅሑት :ናይ ጀነሬተር :ስፔር ፓርትን ቅብኣትን: ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 11, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ