ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ልምዓት እቶት ኦፍላ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ፕሮግራም ስራዓተ ምግቢ ወይድማ ፉድ ሲሰተም ሪዛይላንስ ፕሮግራም ኤስአሰስፐኣለኢ ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ሎት ክልተ ናይ እንስሳት መድሓኒት መገልገሊ ኣቅሑት በቢሎቱ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ብፕሮግራም ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ኤፈኤስኣርፒ ብዝተረከበ በጀት ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 25, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 26, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታኦፍላ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ናይ 2017 በጀት መደበኛ በጀት ንወረዳ ፅምብላ ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ገጠር ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ እንስሳ ንእንስሳ ሕክምና ግልግሎት ዝውዕል ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናውንቲ ሕክምናን ኣብቲ ዘፈር ዝተዋፈርኩም ሕፁያት ተውዳድርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ሰለዝደለይ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 4, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 4, 2017 4:15 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ8,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ስሩዕ በጀት መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና :ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን : ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ዕድጊትብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 1, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 1, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሮብ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት ቢድቢንድ 15000 ንኣቅሑት ፅሬት 2000 ቅርሺ ንኣቅሑት መለዋወጢ መኪና 6000 ቅርሺ ንናይ እንንስሳ መድሓኒት ናዉቲን 6000 ቅርሺ ንኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን 8000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕስኣ ኣብ ወረድኡ ንዘለዎ ቤት ፅሕፈታት ዝዉዕል ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣናእሸተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ከም መብስዒ ወረቀት ስቲፕለር እሰቲፕላይዘር ካልኦትን ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት : ናይ እንስሳት መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 24, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 22, 2017 6:30 ደ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ