ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ነቅሰገ ንዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ግልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ እንሰሳት መድሓኒት : ናይ ሕክምና መገልገሊ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ን2018 ዓም በጀት ዓመት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 16, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ወረዳ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።