ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ እንስሳ መድሓኒት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ምልክታ ፕሮፎርማ 07/2016

ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ እንስሳ መድሓኒት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/09/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ዕ/ፋን/ንብ/ምምሕዳር ኮለጅና ብምውሳድ ትወዳደርሱ ዋጋ መሊእኹም ክሳብ ዕለት 26/09/2016ዓ/ም ንጎሆ ሰዓት 3፡00 ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣታዊ ክገብሩ ዝኸእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም፣፣

ተ.ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርብር
1Oxy tetracycline 20%Strength: 20%
-Appearance: Clear to light yellow solution
-Solubility: Soluble in water
-pll: 6.0-8.0
-Minmum date of expire after 1 year
Vials15
2Oxytetracycline 10%Strength: 10%
-Appearance: Clear to light yellow solution
-Solubility: Soluble in water
-pH: 6.0-8.0
-Minmam date of expire after 1year
Vials21
3Penstrep 20/20-Holand
-Active Ingredients: Penicillin and Streptomycin
-Strength: Typically, Penicillin at 20,000 IU/ml, and Streptomycin at 20 mg/ml. -Minmum date of expire after Iyear
Vials07
4Ivermectine 1%-Active ingredient: Ivernectin 1
-Appearince: Clear, colorless to slightly yellow solution
-pll: 6.0-8.0
-Minmum date of expire after 1year
Vials20
5Sulpha-Active ingredient: Sulfonamide compound (e.g. sulfadiazine, sulfamethazine)
-Appearance: Clear, colorless to slightly yellow solution
-pH: Typically, around 5.0-7.0
-Minmum date of expire after Iyear
Vials05
6Furosemide-Active ingredient: Furosemide
-Strength: Typically available in various strengths, such as 20 mg/mL
-Appearance: Clear, colorless to slightly yellow solution
-pH: Usually around 8.0-9.0
-In one pack 12 pairs of ampule
-Minmum date of expire after 1year
Pcs5
7Arshyoxy100-gram sachet
-Minmum date of expire after 1year
Sachet5
8Vita stress100-gram sachet
-Minmum date of expire after 1 year
Sachet5
9Amprolium/coccidia100-gram Sachet
-Minmum date of expire after lyear
Sachet5
10Oxytetracycline 20% powder100-gram Sachet
-Minmum date of expire after 1 year
Sachet5
11Diazion 60%1 liter
-Minmum date of expire after 2 years
bottle2
12Amitraz1 liter
-Minmum date of expire after 2 years
bottle2
13Calcium BorogluconateDifferent preparations
-Minmum date of expire after 1year
bottle1
14Alcohol 70%70% ethanol
-Minmum date of expire after 2 years Roll cotton
liter5
15Roll cottonRoll cottonroll5

ተተሓሒዞም ክቐርቡ ዝግበኦም መረዳእታታት

✓ ዝተሓደሰ ምስ ዘቕርብዎ ንብረት ዝተተሓሓዘ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ መረዳእታ ፎቶኮፒ

✓ ንግብሪ ከፈልቲ ዝተውሃበ መለለዪ ቁፅሪ ገቲን/ መረዳእታ ፎቶኮፒ፣ ከቕርቡ ይግባእ፡፡

✓ ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዞም ከቕርቡ ይግባእ፡፡

✓ ሰዓሪ ምዃኖም ምስተገለፀሎም ዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ 2' መዓልቲ ከረክቡ ይግባእ፡፡

✓ ክፍሊት ዝፍፀም እቲ ንብረት ብዝምልከቶ ኣካል ተረጋጊፁ

✓ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ 7' ማዓልቲ ስራሕ ይኸዉን

ተቐባልነት ምስረኸበ ኣታዊ ምስተገበረ ይኸውን

✓ እዚፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለዘገልግል ብሕጊ ዘገድድ ምዃኑ ፈሊጦም ዋጋ ክትመልኡ ይግባእ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 21/09/2016ዓ/ም ዝወዳደሩለ ዋጋ መሊኦም ክሳብ ዕለት26/09/2016ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናብ ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣታዊ ክገብሩ

ይግባእ፣፣

✓ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 26/09/2016 ዓ/ም ስዓት 3፡30 ንጉሆ ኣብ ውቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ይፍፀም

✓ ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡፡ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 09 14 34 99 54 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4502)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (60)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3017)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8639)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (844)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s