ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሳምረ ንትካልና ዝዉዕሉ ዝተፈለለዮ ዓይነት መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ አዉቶ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ኤለክትሪክ አቁሑት ፅሬት መሳርሒ ሓፂነ መፂን መሳርሒ አቁሑት ቢሮ መሳርሒ ሰርቨይ መሳርሒ ኮንስትራክሽን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሳሓርቲ ሳምረ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።