ፖሊ ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ ንዘመነ ትምህርቲ 2011 ዓ/ም ኣገልግሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት፣ናይ ኣይ ሲቲ ኣቅሑ ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒታት፣ ናይ ኣውቶሞቲቭ ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ክሰርሕን ይደሊ።መደብ 1 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት፣መደብ 2 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት፣መደብ 3 ናይ ምርምር መሳለጢ ዝኸውን ግሪን ሃውስ ኮንስትራክሽን ኣብ ዞባ ደቡብ ኣላማጣን ኸባቢኣን ክሰርሕ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 1, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሓውዜን ግልጋሎት ፅሕፈት መሳርሒ፣ኤሌክትሮኒክስ ፣ማይ መስመር ፣ተሽከርከርቲ፣ፈርኒቸር፣ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፤ ስለዚ እዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንኽትጫረቱ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 2, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ዝተፈላለየ ዓይነት ጎማን ባትርን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳርን ኣብያቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዝኾነ ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መመዘኒ ረቋሒታት ብምምላእ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዳባ ጉና ኣብ 2011 በጀት ዓመት ብመንግስቲ ዝተመደበ ስርዑ በጀት ንዝትፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ : ህንፃ ኣቅሑት ብረታ ብረት ኣቅሑት : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት: ፅሬት ኣቅሑት : ሳኒተሪ እንስታሌሽን : ክራይ አገልግሎት ሰርቪስ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክካረይን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 23, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እንዳባ ጉና ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ፅሕፈት መሳርሒ : ኣዉቶ ሞቲቭ : ኮምፒተርን ተዛመድትን : ኤሌክትሮኒክስ : ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃን ብብርኪ ክልል ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሐመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሴ ልምዓት ኣናእሽተይ ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪን ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ብብርኪ ክልል ብግለፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 21, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይነስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈት ን2010 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል 1ይ ዙር ግልፂ ጨረታ ናይ ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሰርሒ: ሕትመት:ፅሬት ኣቅሑት : ተሽከርከርቲ ግዝኢትን ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2011 9:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲ ስልጠናን ነጋ ገ/ዝጋብሔር ዕዳጋ ዓርቢ ንምምሃርን ምስትምሃርን ግልገሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ መሰረት ድማዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ