ቤት ፅሕፈት አገልግሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እነዳስላሴ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም HDP ን GI ትቦን መገጣጠምን : ክሎሪን :ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ፓምፕታትን አቁሑተ መለዋወጢ ኤለክተሮኒክ ናየ ማይ አቁሑት ቤተ ፈተና ወይድማ ላብራቶሪ መሳርሒ ፅሕፈት ኤለክትሮኒክሰን ከምዉን ናይ መኪና ጎማን ካላማደርያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 3, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ኣብ 2011 ዓም መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ቢሮ: መለዋወጢ አቁሑት መኪና :መለዋወጢ አቁሑት ሞተር ሳይክልን: ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 3, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣፅቢ ወንበርታ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2011 ዓም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈለላለዮ ዓይነት ናይ ፅሕፈት :ፅሬት: ኤለክትሮኒክስ : ኮምፒተራትን ናይ ቀዋሚ ናይ ቢሮ አቁሑት :ሞተር ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት መኪናን ሕትመታትን ከምአዉን ዝተፈላለዮ ዓይነት መሳርሕን ዕጥቅታትን ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከሕትምን ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 3, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣሕፈሮም ተወሳኺ ኣንብብ
ናይ 2010 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ እንደርታ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሰርሕቲ ሕትመት :መለዋወጢ አቁሑት መካይንን ሞተር ሳየክልን :መሳርሒ ፅሕፈት :አቁሑት ፅሬት :ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ዕድጊት ክፍፅም ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 23, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ መቂሉ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 1, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኮኒ ንዓማዉል ንመስመር መስፍሕፋሕን ንዓማዊልና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ናዉቲ ማለት ትቦታት : መጋጣጠምን: ፓምፕ : መካኒካል ኣቅሑት : ስቴሽነሪ : መቀያየሪ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 3, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መኮኒ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ፀለምቲ ንዝተፋለዩ ኣብያተ ዕዩ ዝዉዕል ኣገልግሎት ዝዉዕል ብመደበኛ መንግስታዊ በጀትን ብገበርቲ ሰናይ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ጎማ መኪናን ባትሪን : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኣቅሑት ቢሮን : ስራሕቲ ሕትመትን ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 30, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ፀለምቲ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ከተማ ሸራሮ ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብዝተፈላለዩ ዘርፍታት ማለት እዉን ሃለቅትን ቀወምትን ኣቅሑታት ከም መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ : ህንፃ መሳርሒ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : መሳርሒ ፅሬት : ዓለባ : ዕጥቂ ስፖርትን: ኣቅሑት ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 1, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳና እምባ ኣላጀ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኮምፒተር ተዛምድቲ ኣቅሑትን : ስራሕቲ ሕትመት : ዕጥቅታት ስፖርት :መላዋወጢ መኪና : ናይ መኪና ጋራጅ ኢድ ሞያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእን ከስርሕን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 28, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እምባ ኣላጀ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ጋንታ ኣፈሹም ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንኣብየተ ፅሕፈት እቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክተሮኒክስ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል : ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኣቅሑት ፅሬት : ጉልበት ዋጋ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ሕትመት : ዕጥቂ ስፖርትን : ጉልበት ዋጋ ፅገና ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 3, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ጋንታ አፈሹም ተወሳኺ ኣንብብ