ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ስሩዕ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንናይ ወረድኡ ኣብያት ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ናይ መኪና ጎማ ምስ ካላማደሪኡ ባትሪኡን : መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ : መሳርሒ ፅሬት : ስፖርት ዕጥቅን ፎቶ ነዳዲ መትሓዝን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 26, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ፀገዴ ተወሳኺ ኣንብብ
ኩሓ ሆስፒታል ንትካልና ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት 2 ዝተፈላለዩ ሕትመታት ምሕታም : ሎት 3 ፅሬት መሳርሒ : ሎት 4 ኮበርታ ኣንስላን ፍርናሽን : ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 2, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ የ2011ዓም በጀት ዓመት የትምህርት ዘመን የሚዉሉ ሎት ኣንድ ደንብ ልብስ ፡ ሎት ሁለት የፅዳት እቃዎች ፡ ሎት ሰወስት የፅህፈት መሣሪያ ፡ ሎት ኣራት ኤሌክትሮኒክስ መሣሪያ ፡ ሎት ኣምስት የታሸገ ዉሃ ፡ሎት ሰባት ነዳጅና ዘይት ፡ ሎት ስምንት የመኪና መለዋወጫ እቃዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋልዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 23, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሓደ ፅሕፈት መሳርሒ :ሎት ክልተ ፅሬት መሳርሒ: ሎት ሰለስተ ናይ ህንፃ መሳርሒ ሎት አርባዕተ ናይ አናእሽተይ መካይን ፅገና ገራጅ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 21, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ አብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ መኪና ፣ ኣቅሑት ቤተ ፈተነ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ቧንቧታት ማይ ፣ ዕጥቅን ንብረትን ስፖርተኛታት ብመደበኛ በጀት 2010 ዓም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 22, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሮብ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ክልል ትግራይ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ማለት እዉን ሎት ሐደ መሳርሒታት ፅገና ኤሌክትሮኒክስ : ሎት ክልተ መስመር ፅገና ኤሌትሪክ : ሎት ሰለስተ መስመር ፅገና ማይ : ሎት ኣርባዕተ ምቅራብ ፅሩይ ዝስተ ማይ : ሎት ሓሙሽተ ምሃብ ኣገልግሎት ፎቶ ኮፒ : ሎት ሽድሽተ ምክያድ አገልግሎት ፅገና ተሽከርከርቲ : ሎት ሸዉዓተ ሕፅበት ተሽከርከርቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 22, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ኣብታ ከተማ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 24, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኮረም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ እንዳ መኮኒ ንግልጋሎት ዝተፈላለዩ አብያተ ቤት ፅሕፈት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መሳርሒ ሙዚቃ : መሳርሒ ሕትመት : መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 24, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መኮኒ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ከተማ ሽራሮ 2011 ዓም በጀት ዓመት ንዝተፈላለየ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ኤለክትሮኒክስ: ኣቅሑት ፅሬት : ሕትመት : ቀወምቲ ንብረት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 21, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2010 ዓም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒታት ፅሕፈትን : ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 22, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ