ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑትን :መሳርሒ ፅሕፈት ጎማ መካይንን መሳርሒ ህንፃን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 22, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ እምባ ኣላጀ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።