ቤት መዘጋጃ ዓድዋ ን2010 ዓም ካብ ዝተመደበሎም በጀት ዓመት ናይቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕቲ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረት ኣቅሑት ፅሬት : መሳርሒ ፅሕፈት : ሕትመት : ኤሌክሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክድዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 3, 2010 9:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓድዋ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።