ተዓፅዩ

ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ቡንባን ሳኒተርን ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ናይ ኣዉቶሞቲቭ : ናይ ጋርመንትን ቴክሳታይልን : ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተየተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 23, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 23, 2010 9:15 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2010 ዓም መሳርሒ ፅሕፈት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 12, 2010 7:20 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 12, 2010 7:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 17, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 17, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታት ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 12, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 13, 2010 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ