ተዓፅዩ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፋት መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 28, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 28, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ሓወልቲ ንሴክተራት ቤት ፅሕፈት ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ኤሌክትሮኒክስ ንብረት አወዳዲሩ ናይ 2012ዓ/ም 2ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ንብረት ግልጋሎት ዝዉዕል ክዕድግ የደሊ ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ሎት 2 ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ሎት 3 ፈርኒቸር ኣቅሑት ዝተፈላለዩ ንብረታት ሰነድ ጨረታ ትካልና ዝርዝር ንብረት ፅሕፈት መሳርሒ ናዉቲ ዝሓዘ ሰነድ ሕድሕድ 100 ብር ብምክፋል ካብ 05/08/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 20/08/2012ዓ/ም ሰነድ ምዉሳድ ትክእሉ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 20, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 20, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ንሆስፒታል ዉቅሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣መሳርሒ ሕትመት ፣ ሃለቅቲ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን ኣንሶላ ኮቦርታን ናይ ሕሙማን ቢጃማን ፣ ፕሮፌሽናል ዲጅታል ካሜራን ምስ ሙሉእ መለዋወጢኡ ፣ ናይ ጣዉላን ዕንፀይትን ስራሕቲ ማለት እዉን መድሓኒት መደርደሪ ሸልፊ ፣ኮሞዲኖ ፣ ጠረፔዛ፣ ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 14, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 14, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ማለት

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 28, 2012 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 29, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኒዉ ሚሊኒየም ዪኒቨርስቲ ኮሌጅ ንትካሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ስቴሽነሪ ኣቅሑት ብጨረታ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 25, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 26, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5%
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ