ኒዉ ሚሊኒየም ዪኒቨርስቲ ኮሌጅ ንትካሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ስቴሽነሪ ኣቅሑት ብጨረታ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 26, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ብዝተኣሸገን ኢንቮሎፕ ካብ ዕለት 16/07/2012ዓ/ም ክሳብ 25/07/2012ዓ/ም ናብ ዕዳጋ ክፍሊከቅርቡ ይግባእ ዕለት 25/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይኽፈት

2 ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ኮይኖም ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ከቅርብ ይግባእ

3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም ክኮኑ ይግባእ

4 ቫት ዝተመዝገቡ ክኮኑ አለዎም ዝመልእዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ክኸዉን ኣለዎ

5 ብስፒኦ ብር 5% ብጨረታ መኸበሪ ከትሕዝ ዝክእል

6 ትካልና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 60 88/ 410165

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s