ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን እንዳባጉና ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንዝተፈላዩ ኣቁሑት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቁሑት ብረታ ብረት፣ ኣቁሑ ኤሌክትሪክ፣አቁሑ ፅሬት፣ ኣቁሑ ኤሌክትሮኒክስ ማሽነሪ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፈርኒቸርን ፣ ኣቅሑት ሰርቨይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 23, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ መምርሒ ት/ፋይናንስን ነቲ ቤት ፅሕፈት ግጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሆስፒታል መቐለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 7, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ መቕረብቲ ኣቅሑትብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 5, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእኸል ቤት ህንፀት ሑመራ ካብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበሉ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ፣መሽነሪ፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ካልኦት ደቀቅቲ ንብረታትን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሐመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ንወረዳ ዓድዋ ከተማ ዓድዋን ኣብያተ ፍርዲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ፅገና ገዛ ፣ ፅገና ማሽን ፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት ፣ ኣቅሑ ፅሬት ፣ ዕድጊት ተሽከርከርቲ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሕትመት ፣ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ቢሮ ቀወመቲ ኣቅሑት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ወረዳ እንደርታ ትልምን ፋይናንስን ቤት ፅ/ት ሕ/ገ/ል/ኢፋድ/ ፣ ሬድ ፕላስ ፣ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ከተማ ሸራሮ ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ናይ 2012ዓ/ም 1ይ ዙር ግልፂ ጨረታ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሒ ፅሬት፣ ናዉቲ ቤተ ፈተነ፣ መፃሕፈቲ ቤተ ንባብ፣ ቁዋሚ ንብረት፣ ዕጥቂ ስፖርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን እንደርታ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ነቲ ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዩ ሴክተራት ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ፅሬት ናዉቲ፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ናይ ሞተር መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ናዉቲ፣ ናይ ቢሮ ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 16, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እንደርታ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ትምህርቲ መመህራን አመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2012ዓ/ም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መለዋወጢ ማይን ኤሌክትሪክን፣ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ማሽን፣ ፎቶ ኮፒ፣ ፍርጅ ፣ ስፒከራት ፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ ቴሌቪዥን፣ ኬሚካላት፣ ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ፣ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መኪና መፀገኒ ጋራዥን ፣ካልኦትን ኣጨሪቱ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ