መምርሒ ፖሊስ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፣ ስፔርን / ጎማ መኪናን/ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 8, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 8, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮማራይ ን2012 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላዩ መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ፅሬትን ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ስለዚ ካብ 03/09/2012ዓ/ም ክሳብ 18/09/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ደ/ካ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር /ንብረትን ኣብ ስራሕ ሰዓት 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 18, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 18, 2012 8:45 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2012 ናይ 3ይ ዙር ጨረታ ናይ ስልጠና ማተርያል ዕድጊት ንምክያድ ካብ ዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ ማተርያል ዕድጊት ንምክያድ ናይ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናይ ፅሬት፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ ኮንስትራክሽን ፣ ናይ ፈርኒቸር መሳርሕታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 18, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 18, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ