እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት 2011 በጀት ዓመት ካብ ዘለና መደበኛ ሓፂር ስልጠና ንንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ሎት 1 ኣወቶሞቲቭ መሳርሒ ፣ ሎት 2 ህንፃ መሳርሒ፣ ሎት 3 ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሎት 4 ኤሌክትሪክ፣ ሎት 5 ኤሌክትሮኒክስ፣ ሎት 6 ፕላምፒንግ ፣ ሎት 7 ጨርቃ ጨርቂ፣ ሎት 8 ሕትመት ኣብ 8ተ ሎት መቂሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጊት ክፍፅም ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 18, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 18, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢሎቱ ዝተፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 8, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 8, 2011 9:10 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ን/ሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ካብ IGBPP ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 7, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 7, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ጉ/መ/ስ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 5, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 6, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 6, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 6, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ሕትመት ወረቐት ምስክር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 5, 2011 8:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 6, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክርከብ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 2, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 2, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ