ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ናይ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብ PFM ናይ መፅሓፍቲ ሕትመት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ ፤በዚ መሰረት ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 8, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።