ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ካብ ዩኒሴፍ ንዳ/ዳ/ም/ት/ክትትልን ገምጋምን ግልጋሎት ዝውዕል መፅሓፍቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነሐትም ንደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።