ን2ይ ግዜ ዝውፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ንኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ፣ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ባንዴራን ናይ ተክሊን ናይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 26, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 26, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 23/07/2011ዓ/ም ክሳብ 25/07/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0342-406380 ምድዋል ይከኣል፡፡

                                              

ጨረታ መደብ