ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ሞተር ሳይክል መለዋወጢን ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራት፣ ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑ ፣መፃሕፍቲ ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 20, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣሕፈሮም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ግልጋሎት ካብ ሕጋውያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነስርሕ ንደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 7, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ ምምሕዳርን አጠቓቅማን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት መደበኛ በጀት ዩኤልጂዲፒ ዝኮነ ፍልፍል በጀት ናይ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሕትመት ስረሕቲ ፤ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 18, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ካብ ዩኒሴፍ ንዳ/ዳሬክቶራት ምድላው ትልምን ክትትልን ገምጋምን ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ መፅሓፍቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 5, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንስርሕ ንደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 3, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ ሰርቲፊኬት ባነር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክግልገል/ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 2, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ ሰርቲፊኬት ባነር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክግልገል/ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 2, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ደንቢ ክዳን፣ ዝተፈላለዩ ናይ ማይን ህንፃን ኤሌክትሪክን ፅገናን ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት፣ኣቅሑ ፅሬት፣ስራሕቲ ሕትመት፣ ዝተፈላለዩ ናይ ምግቢ ዓይነት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ምስ/ሕ/ስ/ማሕበራት ዕደጋ ልምዓትን ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 1, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ