ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምም/ር ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ንቤት ፅሕፈት /ምም/ር፣ ቤት ፅሕፈት ዞባ ክልል ስታፍ፣ ቤ/ፈት ጥ/ሕ/ው/ምሃብን ቤት ፅሕፈት ህዳሴ ግድብን ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 22, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።