ቢሮ ትልምን ፋይናንስ ንደ/ከ/ሰ/ርክብ ናይ በዓል ዲኣስፖራ ተጋሩ ልምዓት ኤግዝብሽን ዝተፈላለዩ ባነራት ሕትመት ብፕሮፎረማ ከህትም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 11, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።