ቢሮ ባህንል ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ሎሚ ዘበን 2011 ዓም ንዝካየድ በዓል ኣሸንዳ ምክንያት ብምግባር መፅሄት /ፅሑፍን ፎቶን/ ከሕትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 20, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 24, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 24, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ዝሓደሰን ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት መፍለዮ ቁፅሪ ዘለዎ

በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ ዕለት 19 /11/ 2011 ዓም ጀሚሩ  ን 3ተ መዓልቲ ናይ ስራሕ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 23 /11 /2011 ዓም ሰዓት 11:00

ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 24 /11/ 2011 ዓም ሰዓት 4:00

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 01 77

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s