ቢሮ ባህንል ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ሎሚ ዘበን 2011 ዓም ንዝካየድ በዓል ኣሸንዳ ምክንያት ብምግባር መፅሄት /ፅሑፍን ፎቶን/ ከሕትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 24, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 24, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሓምለ 20, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ
ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ዝሓደሰን ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት መፍለዮ ቁፅሪ ዘለዎ
በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ ዕለት 19 /11/ 2011 ዓም ጀሚሩ ን 3ተ መዓልቲ ናይ ስራሕ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል
ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 23 /11 /2011 ዓም ሰዓት 11:00
ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 24 /11/ 2011 ዓም ሰዓት 4:00
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 01 77