ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሕትመት፣ ኣቅሑት ቢሮን፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍዕም ይደሊ፡፡ ስለዚ እዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትጫረቱ ብግልፂ ጨረታ ይዕድም፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 12, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ብናይ ዕብየት ሕርሻ ፕሮግራም በጀት ናይ ሕትመት /ቲተር/ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ ቢሮ ሕትመት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ቡክሌት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 24, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝውዕል ሕትመት ስራሕቲ፣ ኤሌክትሪክ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ጎማ ምስ ካላማደሪያ ፣ ፓምፕን፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 7, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 22, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ናይ ካሜራ ባትሪን ባይንደርን፣ ኣንሶላን ኮበርታን ናይ ኤመሓት ሎጎ ዘለዎም ካልኦት ጃኬታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 23, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት ዝ/ዩ ንብረታት ንምድብ 1- ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ምድብ 2 ሕትመት ስራሕቲ ሃለቅትን ቀወምትን ንብረታት፣ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 26, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ዝ/ዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እንደርታ ተወሳኺ ኣንብብ
ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት እቶት እና ቤት መዘጋጃ ክ/ከ/ቀ/ወያነ ግልጋሎት ዝውዕሉ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 14, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ