ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ ቲተት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 18, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 19, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 20, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተቁ

ዓይነት ንብረት 

ዝርዝር መግለፂ

 መለክዒ

በዝሒ

1

ቲተር ማህተም ኣዉቶማቲክ

ሽምን ስራሕን ሓላፍነትን

ብቁፅሪ

8

ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ንግዲ; ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ; ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደቱ ትክእሉ

መወዳደሪኩም ሽም ኣድራሻን ናይ ትካልኩም ማህተምን ብምግባ ብሽምዒ ብምዕሻግን ካብ ዕለት 17 /11/ 2011 ዓም ክሳ 19/ 11/ 2011 ዓም ሰዓ 8:30 ምቅራብ ይከኣል

ፕሮፎርማ ዕለት 19/ 11/ 2011 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344416570

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s