ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ካይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ሰርትፊኬት ዲፕሎማ ከሕትም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 25, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 25, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሓምለ 23, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ሕጋዊ ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ
2 እዚ ፕሮፈርማ ሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
3 ተጫረቲ መወዳደሪኩም ካብ 22/ 11/2011 ዓም ክሳብ 25/ 11/2011 ዓም ሰነድ ብምዉሳድ ብፖስታ ዝተዓሸገ ክትወዳደሩ ትክእሉ ኢኩም
4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/ 11/2011 ዓም ዕለት ሰዓት 3:30 ቅሰዓት ይከዉን
5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 25/ 11/2011 ዓም 4:00 ቅሰዓት ይከዉን
ኣድራሻ ክፍለ ከተማ ዓይደር ቀበሌ 03 ጥቃ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁፅሪ 0344419498