ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 8, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 9, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ዝጥቀሞሎም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ፣ መሳርሒ ህንፃ፣

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 24, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 24, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ናይ ተሽከርከርቲ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ኣቅሑት ሕትመት፣ ትቦ መለዋወጢ ኣቅሑት ማለት እዉን ሳኒተሪ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 20, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 20, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሮብ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ