ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 9, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ሕጋዊ ንገዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

4 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ክቕርብ ዝክእል

5 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም ፣ ኣድራሻ ፣ ናይ ትካልኩም ማህተም ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 06/01/2013ዓ/ም ክሳብ 08/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ክተቕርቡ ትክእሉ

6 እቲ ፕሮፎርማ ብዕለት 08/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይኽፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 65 70

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s