ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዛላንበሳ ን 2013 በጀት ዓመት አብ ከተማኡ ኣብ ዝተፈላያ ቤት ፅሕፈታት ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታትን ዘፈራትን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት፣ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑት /ፈርኒቸር/፣ ናይ መኻይን መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ጀነሬተርን ከምኡ ድማ ዝተፈላዩ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 20, 2013 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 20, 2013 5:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ናይ መኪና ጎማ ፣ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 8, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 8, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ናይ ስፔር ሞዴል መኪና ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 29, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 29, 2012 5:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ዲኮር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 29, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 29, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ