ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ዲኮር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 3, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 3, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ነሓሰ 30, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 29/12/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 02/13/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00ተዓፅዩ ዕለት 02/13/2012 ሰዓት09፡30 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 4440 47 15

ጨረታ መደብ

s